课程 4

Listen to find out how to talk about your morning routine in English.
ጽን ኢልካ ስማዕ፡ ብዛዕባ ናይ ንግሆ ንጥፈታትኩም ከመይ ጌርኩም ከም ትዛረቡ ፍለጡ።

本单元得分 4

0 / 4

  • 0 / 4
    练习题 1

练习题 1

How do I talk about my morning routine?

ነዘን ዝስዕባ ንጥፈታት መስርዕ ኣትሕዙ። ቀጺልኩም ጽን ኢልኩም ብምስማዕ መልስታትኩም ገምግሙ።

• get up
• have a shower
• have breakfast
• wake up

ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ገምግሙ። ካብኡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ንዘሎ ጽሑፍ ኣወዳድርዎ።

显示文字稿 收起文字稿

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፣ እንቋዕ ናብ መደብ How do I… ብድሓን መጻእኩም። ኣነ ተኽልማርያም በኪት ኢየ፡ ፊል እውን ምሳና ኣሎ።

Phil
Hello, everybody. Welcome!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብ’ዚ መደብ እዚ ብዛዕባ ኣዘራርባ ናይንግሆ ንጥፈታት ክንርኢ ኢና። ሕጂ፡ ሰባት ብዛዕባ ናይ ንግሆ ንግሆ ንጥፈታቶም ክዛረቡ ከለዉ ብምስማዕ ክንጅምር ኢና። ኩሉ ነገር ኣይተረድኣናን ኢልኩም ኣይትረበሹ፡ ምኽንያቱ ኣብ መጠረሽታ ክንሕግዘኩም ኢና። ሕጂ ግን ንነፍሲ ወከፍ ንጥፈታቶም ኣበየናይ ሰዓት ከምዝገብርዎ ንስማዕ። እዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ከኣ ክሕግዙኹም ይኽእሉ፣ ‘get up’ ተበራቢረ ‘wake up’ ካብ ድቃስ ተንሲኣ ማለት’ዩ።

I wake up at 6 o’clock.

I get up at 7 o’clock.

I have a shower at 7 o’clock.

I have breakfast at 8 o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ንጥፈታቶም ኣበየናይ ሰዓት ከምዝገብርዎ ተረዲእኩም’ዶ? እንተዘይተረዲእኩም ኣይትጨነቑ። ምኽንያቱ ብዛዕባ ነፍሲ ወከፍ ክንዛረብ ኢና። ስለዚ እቲ ናይ መጀመርያ ሰብ ‘I woke up at…’ ኢሉ፡ እቲ ሰዓት ክንደይ ከምዝነበረ ሰሚዕኩምዎ’ዶ?

Phil
It was 6 o’clock. When you want to say the time, you have to use the word ‘at’ to mention the time. So, for example, I can say ‘I wake up at 5 o’clock.’ Let’s practise. Listen and repeat.

I wake up at 6 o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ቀጺሉ፡ እቲ ተዛራቢ ‘I get up at…’ ኢሉ፤ ነቲ ሰዓት ሰሚዕኩምዎ’ዶ…? እወ፣ ‘at 7 o’clock.’ ኔሩ። ‘Wake up’ ን ‘get up’ ን ዝተፈላለየ ትርጉም ከምዘለዎም ዘክሩ። ‘Wake up’ ማለት ካብ ድቃስ ክትበራበሩ እንከለኹም ኢዩ፣ ‘get up’ ማለት ግን ካብ ድቃስ ምስ ተበራበርካ ካብ ዓራት ምትንሳእ ማለት ኢዩ።

Phil
Let’s practise saying the sentence. Listen and repeat.

I get up at 7 o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ እታ ቀጺላ ዝተዛረበት ‘she has a shower’ ኢላ። ሰዓት ክንደይ ከምዝነበረ ሰሚዕክምዎ’ዶ? ሕጂ እውን ሰዓት 7፡00 ኔሩ።

Phil
We use the action word ‘have’ with shower.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ትኽክል፡ ከምኡ’ውን ነቲ ናይ ተግባር ቃል ‘take’ ዝብል ምስቲ ነብስኻ ምሕጻብ ክንጥቀመሉ ንኽእል። ‘Have’ ገለ ነገር ንምግባር ወይ ከኣ ተመኩሮ ናይ ገለ ነገር ንምግላጽ የገልግል።

Phil
Yes, let’s practise. Listen and repeat.

I have a shower at 7 o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ ስራሕ! እቲ ናይ መጨረሽታ ተዛራቢ ቆሪሰ ኢሉ/ላ። ትርጉም ‘have breakfast’ ማለት ‘to eat’ ክኸውን እንከሎ፡ ካልእ ጥቕሚ ናይ ‘have’ ኢዩ። ፊል… ምስ ዝስተ ነገር ‘have’ ክንጥቀም ንኽእል’ዶ?

Phil
You absolutely can. We can use ‘have’ to talk about eating and drinking. So I can say ‘I’m having a sandwich’ and ‘I’m having a coffee.’

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣዝዩ ጠቓሚ ቃል ኢዩ። So why don’t we ‘have a practice’?

Phil
Yes, let’s practise. Listen and repeat.

I have breakfast at 8’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ እምበኣር፣ ዝተመሃርናዮ ንለማመድ። በቲ ካብ ድቃስ ምትንሳእ ዘመልክት ሓረግ ጌርና ሰዓት ክንደይ ክምእንትንስእ ንሓብር። ሰዓት 8፡00 ከም እንትንስእ ጌርና ንለማመድ። ኣብ መጨረሽታ ከኣ ናይ ፊል ኣበሃህላ ብምስማዕ ከተወዳድርዎ ኢኹም።

Phil
I wake up at 8 o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ነዚ ካብ ዓራትና ንምትንሳእ ዝሕብር ሓረግ ንተዓዘብ። ሰዓት ክንደይ ካብ ዓራት ትትንስኡ። ጸኒሕኩም መልስኹም ምስ ናይ ፊል ኣረኣእይዎ።

Phil
I get up at 9 o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ከኣ ክልተ ዝተፈላለዩ ጥቕሚ ናይ ‘have’ ክንርኢ ኢና፡ እቲ ሓደ ነገር ‘ምስራሕ’ ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ካልኣይ ከኣ ‘ምብላዕ’ ማለት ኢዩ። ትዝክርዎም’ዶ? ምስ ‘shower’ ምስ ‘breakfast’ ይዛመዱ ኢዮም። ነቶም ክልተ ሓሳባት ድገምዎም፡ ድሕሪኡ ከኣ ከምቲ ልሙድ ናይ ፊል መልሲ ብምስማዕ ምስ መልስኹም ከተወዳድርዎም ኢኹም።

Phil
I have a shower at 9 o’clock.
I have breakfast at 9 o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Did you say the same?

Phil
I think you did very well, and I hope you had fun listening to today’s lesson. Now, I’m going to have a coffee.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣነ እውን! ንፍልልይ ‘wake up’ ከምኡ’ውን ‘get up’ ን ኣይትረስዑ፡ ከምኡ እውን ብዛዕባ ግዜ ክትዛረቡ እንከለኹም ‘at’ ምጥቃም ዘክሩ። ምሳና ሓቢርኩም ብምጽናሕኩም ነመስግን፡ ደሕን ኩኑ።

Phil
Goodbye!

Learn more!

1. ፍልልይ 'wake up' ከምኡ’ውን 'get up' እንታይ እዩ።

'Wake up' ንሓደ ሰብ ካብ ድቃስ ንምትንሳእ እንገልጸሉ ቃል እዩ። 'Get up' ንሓደ ሰብ ካብ ዓራት ክትንስእ እንከሎ እንገልጸሉ ቃል እዩ። ስለዚ መጀመርታ ካብ ድቃስ ንበራበር፡ ኣስዒብና ድማ ካብ ዓራት ሓፍ ንብል።

2. ኣብ 'have a shower' and 'have breakfast' ሓደ ትርጉም ድዩ ዘሎዎም? 

'Have' ብዛዕባ እንገብሮም ንጥፈታት ንምዝራብ ንጥቀመሉ።
• have a shower
• have a look
• have a good time
• have a practice
(remember that 'practise' is a verb and 'practice' is a noun)

'Have' ብዛዕባ ምብላዕን ምስታይን ክንዛረብ ንጥቀመሉ።
• have a meal
• have a sandwich
• have a coffee
• have a drink

3. ኩሉ ግዜ 'at' ምስ ግዜ ንጥቀመሉ?

'At' ብዛዕባ ውሱን ግዜ ናይ መዓልቲ ክንዛረብ እንከለና ንጥቀመሉ። ንኣብነት፡

• I get up at seven thirty.
• I have a shower at half past 8.

How do I talk about my morning routine?

4 Questions

Choose the correct answer.
ቕኑዕ መልሲ ምረጽ።

祝贺你完成了测验!
Excellent! 太棒了! Bad luck! 加分:
x / y

What time do you get up in the morning?
What do you have for breakfast?

Answer these questions and tell us on our Facebook group!
መልሲ ናይዘን ሕቶታት ብምምላስ ኣብ ፈይስ ቡክና ኣካፍሉና።

Join us for our next episode of How do I…, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ How do I…, ኣገደስቲ ናይ ኢንግሊዝኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ሞ ብሰላም የራኽበና።

本课词汇

  • wake up
    ተንስእ

    get up
    ሓፍ በል

    have a shower
    ነብስኻ ተሓጸብ

    have breakfast
    ቁርሲ ብላዕ

    at 7 o’clock
    ልክዕ ሰዓት ሸውዓተ