课程 31

Listen to find out how to ask someone what time they get up.
ሓደ ሰብ ሰዓት ክንደይ ከምዝትስእ ንምሕታት ጽን ኢልኩም ስምዑ።

本单元得分 31

0 / 3

  • 0 / 3
    练习题 1

练习题 1

ሰዓት ክንደይ ትትንስእ?

Listen to find out how to ask someone what time they get up.
ሓደ ሰብ ሰዓት ክንደይ ከምዝትስእ ንምሕታት ጽን ኢልኩም ስምዑ።

Listen to the audio and take the quiz. ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ ነዚ ተቐሪቡ ዘሎ ፈተና ስርሑ።

显示文字稿 收起文字稿

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፡ እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኩም። እዚ መደብ እዚ ኣገደስቲ ክፋላት ቋንቋ እንግሊዝ ሒዙልኩም ዝቐርብ መደብ እዩ። ኣነ ተኽለማሪያም በኪት እየ፡
ሕጂ እምብኣር ከመይ ጌርኩም ብዛዕባ ካብ ዓራት ምትንሳእን ‘get up’ ከምኡ’ውን ናብ ዓራት ምኻድን ‘go to bed’ ከም እትዛረቡ ክንመሃር ኢና።
ሕጂ ነዞም ክልተ ሰባት ካብ ዓራት ምስ ተንስኡ ዝዘራረብዎ ንስማዕ።

Sian
Hi Phil, when do you get up?

Phil
I get up at six o’clock.

Sian
What time do you go to bed?

Phil
I go to bed at ten o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝበለ እንተመሲሉ ኣይትሻቀሉ፡ እዚ ምይይጥ’ዚ ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱ ክንሕግዘኩም ኢና።
ፈለማ ሾን ንፊል ምስ ተንስአ ‘get up’ እትሓቶ ሕቶ ሰሚዕኩም ድገምዎ።

When do you get up?

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ፊል ሰዓት ሽዱሽተ ‘six o’clock’ እትንስእ ይብል። ድሕሪ ሰዓት ምንጋርና ‘o’clock’ ንጥቀም። እስከ ሰሚዕኩም ድገምዎ።

I get up at six o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሾን መሊሳ መዓስ ናብ ዓራት ‘go to bed’ ከምዝኸይድ ትሓቶ። ስለዚ ብዛዕባ ሰዓት ክንሓትት እንከሎና ‘when’ ወይ ከአ ‘what time’ ንጥቀም ማለት’ዩ፤ ፍልልይ የብሉን። ሰሚዕኩም ድገምዎ።

What time do you go to bed?

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ፊል ናብ ዓራት ዝኸደሉ ሰዓት ዓሰርተ’ዩ ‘ten o’clock’ ይብል። ሕጂ ሰሚዕኩም ድገምዎ።

I go to bed at ten o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም: ሕጂ ዝተፈላለዩ ሰባት መዓስ ይትንስኡን መዓስ ናብ ዓራት ይኸዱን ክዛረቡ ብምስማዕ ኣነጻጽሩ።
ዮሴፍ ስዓት ሽዱሽተ ይትንስእ፡ ሰዓት ሓደ ናይ ንጉሆ ድማ ናብ ዓራት ይኸይድ።

Hi Joseph, what time do you get up?

I get up at six o’clock.

What time do you go to bed?

I go to bed at one o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ እምበኣር: ሕጂ ደጊምኩም ፈትኑ። ነዚ ናይ ኢንግሊዘኛ ሓሳባት ብምስማዕ ድገምዎ።
ክልተ ጊዜ ክትሰምዕዎ ኢኹም።

When do you get up?
When do you get up?

I get up at six o’clock.
I get up at six o’clock.

What time do you go to bed?
What time do you go to bed?

I go to bed at ten o’clock.
I go to bed at ten o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ እ ምበኣር፡ ሕጂ ማዕረ ክንደይ ነቲ ዝተማሃርኩሞ ቋንቋ ኢንግሊዝ ከምትዝክርዎ ነብስኹም እትግምግሙሉ ግዜ ኣኺሉ እዩ። ነዚ ብትግርኛ ትሰምዕዎ ምሉእ ሓሳባት ብእንግሊዝኛ ድገምዎ።

መዓስ ትትንስኡ?
When do you get up?

ሰዓት ሽዱሽተ እትንስእ።
I get up at six o’clock.

ሰዓት ክንደይ ናብ ዓራት ትኸይድ?
What time do you go to bed?

ሰዓት ዓሰርተ ናብ ዓራት እኸይድ።
I go to bed at ten o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም: ሕጂ ሰዓት ክንደይ ትትንስእን ናብ ዓራት ትኸይድን ንዝብሉ ሕቶታትን ብኸመይ ከም እትሓቱን ብኸመይ ከም ትምልሱን ፈሊጥኩም ኣለኹም። ሕጂ ሰዓት ክንደይ ነዞም ነገራት ትገብርዎም ንዝብል ሕቶ ንሾን ብምምላስ ተለማመዱ።

When do you get up?
What time do you go to bed?

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም፤ ሕጂ ነቲ ዝርርብ ብምሉኡ ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ፈትሹ።

Sian
Hi Phil, when do you get up?

Phil
I get up at six o’clock.

Sian
What time do you go to bed?

Phil
I go to bed at twelve o’clock.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣዚዩ ጽቡቕ፡ ሕጂ ሰባት መዓስ ይትንስኡን መዓሰ’ከ ናብ ዓራት ይኸዱን ብኢንግሊዘኛ ምሕታት ክኢልኩም ኣለኹም። መሓዛ ኣናዲኹም፡ ብኢንግሊዘኛ ሰዓት ክንደይ ይትንስእን ናብ ዓራት ይኸይድን እናሓተትኩም ምልምማድ ኣይትረስዑ። ኣብ ዝቅጽል Essential English Conversation ክሳብ ንራኸብ ድሓን ኩኑ። Bye!

Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
ቅኑዕ መልሲ ብምምራጽ፡ እንታይ ከምዝተማሃርኩም ርእስኹም ፈትሹ።

What time do you get up?

3 Questions

Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።

祝贺你完成了测验!
Excellent! 太棒了! Bad luck! 加分:
x / y

Join us for our next episode of Essential English to learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English ኣገደስቲ ናይ አንግሊዘኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ም ብሰላም የራኽበና።

ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና

本课词汇

  • When do you get up?
    ሰዓት ክንደይ ትትንስእ?

    I get up at ______ o’clock.
    ሰዓት ______ እትንስእ።

    What time do you go to bed?
    ሰዓት ክንደይ ትድቅስ?

    I go to bed at ______ o’clock.
    ሰዓት ______ እድቅስ።