课程 17

Listen to find out how to ask if some place is nearby.
ኣብ ቀረባ ዘሎ ቦታት ከምይገርካ ከምእትሐትት ንስማዕ

本单元得分 17

0 / 3

  • 0 / 3
    练习题 1

练习题 1

Is there a… near here?

Listen to find out how to ask if some place is nearby.
ኣብ ቀረባ ዘሎ ቦታት ከምይገርካ ከምእትሐትት ንስማዕ

Listen to the audio and take the quiz. ነዚ ድምጺ ብምስማዕ ንርእስኹም ፈትንዋ።

显示文字稿 收起文字稿

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
መርሓባ፡ እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኩም። ንተማሃሮ ቋንቋ እንግሊዝኛ ጠቓሚ ዝኾነ ትሑዝቶ ሒዝናሉኩም ቀሪብና ኣለና። ኣነ ተመስገን እባሃል። ኣብ ናይ ሎሚ ክፋል፡ ብዛዕባ ኣብቲ ትነብሩሉ ከተማ ዝርከቡ ቦታታት ከመይ ጌርኩም ከምትውከሱ ክንመሃር ኢና።

እዞም ክልተ ሰባት፡ ብዛዕባ ኣብ ጥቕኦም ዝርከብ ቤት መግቢ ይዘራረቡ ኣለዉ።

Sian
Is there a restaurant near here?

Phil
Yes, there is. It’s on Station Road.

Sian
Thanks!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝብል እንተመሲሉ፡ እዚ ምይይጥ ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱሉ ክንሕግዘኩም ኢና።
እታ ቀዳመይቲ ተዛራቢት፡ ኣብዚ ከባቢ፡ ቤት መግቢ ‘restaurant’ እንተሎ ሓቲታ። ‘is there’ ዝብል ሕቶ ብምቕራብ፡ ቤት መግቢ እንተሎ ትሓትት ኣላ። ሰሚዕኩም ነቲ ሓረግ ድገምዎ።

Is there a restaurant near here?

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እቲ ዝምልስ ሰብ ‘እወ’ሎ’ ‘Yes, there is’ ድሕሪ ምባል ኣብ ‘ስቴይሽን ሮድ ኣሎ’ ‘It’s on Station Road’ ብምባል መሊሱ። ‘ኣብ…’ ‘it’s on…’ ምስበለ፡ ሽም ናይቲ ጎደና ሓቢሩ። ‘Street’ ከምኡ’ውን ‘Road’ ዝውቱራት መጸወዒ ጎደናታት እየን። ነዚ ሓረግ ሰሚዕኩም ድገምዎ።

Yes, there is. It’s on Station Road.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እታ ሓታቲት ‘ስለምትሕብባርካ የቐንየለይ’ ‘thanks!’ ኢላ። ነዚ ሓረግ ሰሚዕኩም ድገምዎ።

Thanks!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ - ሕጂ፡ ብዛዕባ ቦታታት ንዝሓተቱ ዝተፈላለዩ ሰባት ዝሃብኩሞ መልሲታት ደጊምኩም ረኣዩ።
ፒት ናብ መናፈሻ ‘park’ ክኸይድ ደልዩ’ሎ።

Is there a park near here?

Yes, there is. It’s on King George Street.

Thanks!

ክሌር ናብ ሆቴል ክትከይድ ደልያ’ላ።

Is there a hotel near here?

Yes, there is. It’s on East Street.

Thanks!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ደጊምና ክንፍትነን ኢና። ነተን ናይ እንግሊዝኛ ምሉኣት ሓሳባት ሰሚዕኩም ድገምወን። ነፍሰ-ወከፈን ከክልተ ግዜ ክትሰምዕወን ኢኹም።

Is there a restaurant near here?
Is there a restaurant near here?

Yes, there is.
Yes, there is.

It’s on Station Road.
It’s on Station Road.

Thanks!
Thanks!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ካብዚ ሕጂ ዝተማሃርኩምዎ ክንደይ ክትዝክሩ ከምትኽእሉ ንርአ። ነቶም ሓረጋት ብቋንቋኹም ምስ ሰማዕኩም ናብ እንግሊዘኛ ተርጕምኩም ኣቕርቡዎም።

ኣብዚ ከባቢ፡ ቤት መግቢ ኣሎ’ዶ?
Is there a restaurant near here?

እወ’ሎ
Yes, there is.

ኣብ ስቴሽን ሮድ ኣሎ
It’s on Station Road.

የቐንየለይ!
Thanks!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቕ - ሕጂ ብእንግሊዝኛ፡ ብዛዕባ ኣብ ከተማኹም ዝርከቡ ቦታታት ክትዉከሱ ትኽእሉ። ነቲ ቀዳማይ ተዛራባይ ብዛዕባ ዘለኹሞ ከተማ ንዝህልዎ ሕቶታት መልሲ ብምሃብ ተለማመዱ።

Is there a restaurant near here?
Thanks!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ንብምሉኡ’ቲ ዝርርብ ደጊምኩም ብምስማዕ፡ ንዝሃብኩሞ መልሲታት ኣነጻጽሩ።

Sian
Is there a restaurant near here?

Phil
Yes, there is. It’s on Station Road.

Sian
Thanks!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ ስራሕ! ሕጂ ብእንግሊዝኛ ብዛዕባ ኣብቲ ትነብርሉ ከተማ ዝርከብ ቦታታት ክትተሓታተቱ ትኽእሉ። ምስ መሓዙትኩም ኮይንኩም ንዝተመሃርክሞ ምልምማድ ኣይትረስዑ።

ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English Conversation ክሳብ ንራኸብ ሰሰናዩ። Bye!

Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
እንታይ ከምዝተማሃርካ ንምፍላጥ ነዚ ዝሰዕብ ሕቶ ትኽክል መልሲ ምረጽ።

Is there a... near here?

3 Questions

Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

祝贺你完成了测验!
Excellent! 太棒了! Bad luck! 加分:
x / y

Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝስዕብ መደብ Essential English ኣጠቓቕማ ቋንቋን ናይ ምስማዕ ክእለትኩም እተማዕብሉሉን ትምህርቲ ሒዝና ክንቀርብ ኢና።

ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና

本课词汇

  • Is there a ______ near here?
    ኣብዚ’ኣ ኣብዚ ከባቢ

    Yes, there is.
    እወ፡ ኣብዚ

    It’s on ______.
    ኣብ

    Thanks!
    ይቐንየለይ

    a restaurant
    ቤት መግቢ

    a park
    መናፈሻ

    a hotel
    መዕረፍ ኣጋይሽ