Session 3

Listen to find out how to talk about your likes and dislikes.
ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ብዛዕባ ትፈትዎን ዘይትፈትዎን ከመይ ገርኩም ከምትዛረቡ ተማሃሩ።

በዚህ ክፍል ያሉ ክፍለ ጊዜያት

ክፍለጊዜያት 3 ነጥብ።

0 / 4

  • 0 / 4
    Activity 1

Activity 1

How do I talk about likes and dislikes?

ነዞም ዝስዕቡ ሓጸርቲ ሓሳባት ካብ ዝላዓለ እወታ ናብ ኣዝዩ ኣሉታ ስርዕዎ።

  • don’t like
  • like
  • really hate
  • love
  • don’t mind

ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ገምግሙ። ካብኡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ምስ ዘሎ ጽሑፍ ኣወዳድርዎ።

ፅሁፍ አሳይ ፅሁፍ ደብቅ

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፣ እንቋዕ ናብ መደብ How do I… ብድሓን መጻእኩም። ኣነ ተኽልማርያም በኪት ኢየ፡ ምሳና’ውን ሳም ኣሎ።

Sam
Hello, everybody. Welcome!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብዚ መደብ’ዚ ንእንፈትዎምን እንጸልኦምን ነገራት ንምግላጽ ዝሕግዙና ዝተፈላለዩ መግለጺታት ክንርኢ ኢና። ብዛዕባ ቡን ዝዛረቡ ሰባት ብምስማዕ ድማ መደብና ክንጅምሮ ኢና።

I like coffee.

I love coffee.

I don’t mind coffee.

I really hate coffee!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ተረዲእኩም’ዶ? እወ፣ እቲ ናይ መወዳእታ ሰብ፡ ብዛዕባ ቡን ሓያል ስምዒታት ነይርዎ! ስለዚ፣ ሳም ፍትወታትናን ጽልኣትናን ንምግላጽ ዝተጠቕምናሉ ኣገላልጻ’ዶ ክንርኢ?

Sam
Yes, let’s do it!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብ’ዞም ኩሎም ምሉኣት ሓሳባት፣ ሰባት ብዛዕባ ‘coffee’ ማለት ብዛዕባ (ስም) ይዛረቡ ነይሮም። እቲ ናይ መጀመርያ ተዛራቢ ብዛዕባ ቡን ክዛረብ እንከሎ እንታይ ቃል ተጠቒሙ? ደጊምና ንስማዕ።

I like coffee.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ዝተጠቐምናሉ ግሲ ‘like’ ምፍታው ማለት ኢዩ። ስምዒትኩም ኣንጻር ናይ ‘like’ እንተኾይኑ፡ ነዚ ‘don’t’ ዝብል ቃል ክትጥቀሙ የድሊ። ከምዚ ዝስዕብ ድማ ይኸውን, ‘I don’t like coffee’.

Sam
Now, let’s quickly practise the pronunciation together! Repeat after me:
‘I like coffee.’
‘I don’t like coffee.’

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ! እዚ ዝቕጽል ተዛራቢ ዝተፈልየ ግሲ’ዩ ተጠቒሙ። ነየናይ ግሲ ከምዝተጠቕመ ሓቢርና ንከታተል፡

I love coffee.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
‘Love’ እዚ ካብ ‘like’ ዝሓየለ ስምዒት ኣለዎ ማለት ድዩ?

Sam
Yes, it is! Let’s practise the pronunciation together. Repeat after me:
‘I love coffee.’

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብ ዝቐጽል! ንኻልእ ተዛራቢ ንስማዓዮ፤ እቲ ስዒቡ ዝመጽእ ሓረግ እንታይ ምዃኑ ከኣ ንከታተል።

I don’t mind coffee.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም፣ እዚ እምበኣር ‘don’t mind’ ‘ኣይትገደሰሉ’ ዝተጠቕመ ሰብ ኮይኑ፣ ስምዒታቶም ግን ናብ እወንታ ወይ ኣሉታ ዝዛዘወ ኣይኮነን - መንጎ መንጎ ኢዩ። ኣብ’ዚ ጉዳይ’ዚ ማለት ካብ ‘like’ ፍልይ ዝበለ ኢዩ፣ ኩሉ ግዜ ከኣ ‘don’t’ ንጥቀም።

Sam
And let’s practise the pronunciation together. Repeat after me:
‘I don’t mind coffee.’

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
And, we have one more. እቲ ናይ መጠረሽታ ሰብ ብዛዕባ ቡን እንታይ በለ፧

I really hate coffee!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ንሳቶም ‘really hate’ ብሓቂ ይጸልእ ኢሎም። ‘hate’ ክትብሉ ትኽእሉ ኢኹም፣ ‘really’ እንተተጠቒምኩም ግን ነቲ ስምዒታት ሓይሊ ትህብዎ። ከምኡ እውን ‘really’ ብቕድሚ ‘like’ን ‘love’ን ብምጥቃም ስምዒታትና እወንታዊ ይኸውን፣ ‘don’t like’ ብምጥቃም ድማ ኣሉታ ክንገብሮ ንኽእል።

Sam
Yes, so you can say ‘I really like coffee’ or ‘I really love coffee’. The way you say ‘really’ is important here, so let’s practise together. Repeat after me:
‘really’
‘I really hate coffee!’
‘I really love coffee!’

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Thanks, Sam. ሕጂ ፍትወታትኩምን ጽልእታትኩምን እትገልጹሎም መገድታት ተማሂርኩም፤ ዝተረፈ ግዜ እምበኣር ተለማመድሉ።
ብዛዕባ ‘chocolate’ ቸኮላታ እወንታዊ ስምዒት ከምዘለኩም ሕሰቡ። ኣዚዩ እወንታዊ ስለዝኾነ፣ ‘really’ ተጠቐሙ። ድሕሪኡ ንከተወዳድሩ ናይ ሳም መልሲ ክትሰምዑ ኢኹም።

Sam
I really love chocolate.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Did you say the same? ከምዚ ዝስዕብ እውን ምበልኩም, ‘l really like chocolate’ እንተኾነ ግና ብዙሕ ኣይገልጽን።
ሕጂ ስምዒታትኩም ኣንጻር ‘like’ ኮይኑ ክሳብ ‘hate’ ግና ኣይበጽሕን ኢዩ ንበል። ከቢድ ከም ‘hate’ ክኸውን የብሉን።
ብዛዕባ ‘chocolate’ ስምዒታትኩም ከመይ ከምዝኸዉን ንገሩና። ድሓር መልስኹም ምስ ናይ ሳም ኣወዳድርዎ።ድሒርኩም ንምውደዳር ዝኣክል ናይ ሳም መልሲ ክትሰምዑ ኢኹም።

Sam
I don’t like chocolate.

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Did you say the same?

Sam
Well done! Now you know how to talk about things you ‘love’, ‘like’, ‘don’t mind’, ‘don’t like’ and ‘hate’, find a friend and tell them about the foods you like and don’t like!

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቅ ሓሳብ። ብተመሳሳሊ ኣብ መደብ How do I… የራኽበና።

 

Learn more!

1. ኣንጻር ‘like’ እንታይ እዩ?
Don’t like.

2. 'Love'ን 'hate'ን ዝያዳ ስሚዒት ካብ 'like' ከምኡ'ውን 'don’t like' ይገልጹ’ዶ?
እወ፡ 'love' ካብ 'like' ንላዕሊ ዝያዳ ስሚዒት ኣለዎ። 'hate' ውን ካብ 'don’t like' ንላዕሊ ዝያዳ ስሚዒት የስምዕ።

3. 'Love' ከምኡ’ውን 'hate' ዝያዳ ስምዒት ከምዝገልጹ ምግባር ንኽእልዶ?
እወ፡ 'really' ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኩም። 'really' ቅድሚ 'like' ከምኡ’ውን 'don’t like' ክጥቀመሉ ንኽእል።

4. 'Don’t mind' ኣሉታዊ ስምዒት’ዶ የስምዕ?
ኣይፋል፡ 'don’t' ምጥቃም ኣሉታዊ ስምዒት የርኢ ማለት ኣይኮነን። 'don’t mind' ንጥቀም እንተኮና ኣዝዩ ኣሉታ ወይ ኣዎንታ ስሚዒት ከምዘይብልኩም ኢኺም ተርእዩ። እቲ ጉዳይ ድሓን ማለት እዩ።

How do I talk about likes and dislikes?

4 Questions

Put the words in the correct order.
ነዞም ዝስዕቡ ቃላት ቅኑዕ መሰርዕ ኣትሕዝዎም።

እንኳን ደስ ያለዎ ሙከራውን አጠናቀዋል
Excellent! Great job! መጥፎ እድል ነጥብ አስመዝግበዋል :
x / y

Tell us what foods you like and dislike on our Facebook group!
እንታይ ዓይነት መግቢ ከም ትፈትውን ከምትጸልኡን ኣብ ፈይስ ቡክና ኣካፍሉና።

Join us for our next episode of How do I…, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ How do I…, ኣገደስቲ ናይ ኢንግሊዝኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ሞ ብሰላም የራኽበና።

Session Vocabulary

  • I like…
    ይፈቱ

    I don’t like…
    ኣይፈቱን

    I love…
    የፍቕር

    I hate…
    ይጸልእ

    I don’t mind…
    ኣይጸልእን እየ።

    really
    ብጣዕሚ/ብሓቂ

    coffee
    ቡን

    chocolate
    ቺኮላታ